top of page

ምስ’ዚ ኣሃዱ ተራኸቡ
ኣብ ኣገልግሎት ቀርኒ ኣፍሪቃ ናይ ማሕበረሰብ ኣገልግሎት ጉጅለና ንዓኻትኩም ከገልግለኩም ድሉው እዩ።
ንዘድልይኹም ጠለባት ናሃዱና ክትረኽቡ ድሕር ኣይትበሉ። ናይ ኣሃዱና ሓበሬታ ንምርኣይ ንታሕቲ ስክሮል ግበሩ።
ናይ ስራሕ ሰዓትና ሰኑይ - ዓርቢ ካብ ሰዓት 9:00AM - 5:30PM እዩ። በጃኹም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታትና
ርኸቡና፣ ብሓጎስ ክንሕግዘኩም ኢና፡ ካብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ወጻኢ ንዝግበሩ ርክባት፡ ኣብ ዝቕጽል ናይ
ስራሕ መዓልቲ ክንምልሰልኩም ቃል ንኣትወልኩም ኣለና።
ቴለፎን፡ (206) 760 - 0550

Meseret Fanta
Client Case Worker
206-889-3494

Daniel Ayana
IT Support Specialist
bottom of page





















