top of page

ኣመልከትቲ ዜግነት እዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ክህልዎም ኣለዎ፤

  • መበቀላዊ ቀዋሚ መንበሪ(Green Card)

  • ክልተ ፓስፖርት ዝዓቐኑ ስእልታት

  • ናይ ስተይት መለለዪ መንነት/ ፍቓድ መዘወሪ መኪና

  • ካብ ኣመሪካ ወጻኢ ዝተገብሩ መገሻታት: ዝወጸሉ ዕለት፣ ወርሒን ዓመትን ዝተመልሰሉ ዕለትን፣ ወርሕን ዓመት። ጠቕላላ ካብ ኣሜሪካ ወጻኢ ዘሕለፍካዮ መዓልታት።

  • ሙሉእ ስምን ዕለተ ልደትን ኣደ / ዜጋ እንተኾይና/

  • ኣቦ ሙሉእ ስምን ዕለተ ልደትን / ዜጋ እንተኾይኑ/

  • ናይ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመት ኣድራሻ : ዝተኣትወሉን ዝተወጽኣሉን ዕለት /ወርሕን ዓመትን

  • ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ሓበሬታ ስራሕ ...... ስም ኣስራሒ፣ ካብ ------ ክሳብ---- ከምኡ እውን ዓይነት ስራሕ

  • ሓበሬታ ቆለዑ፡ ምሉእ ስምን ዕለት ልደትን / ቀዋሚ መንበሪ(Green Card)

  • $725 ክፍሊት መመልከቲ , ወይ ድማ እቲ ክፍሊት DSHS ደብዳቤ ናይ መወዳእታ ቅዳሕ እንተሃልዩካ ክሕደግ ይኽእል።

  • ናይ መርዓ ምስክር ወረቐት /እንተተመርዓወ/

  • ናይ ፍትሕ ምስክር ወረቐት/ ተፋቲሕካ/

IMG_1852_edited.jpg

ንቀዋሚ መንበሪ(Green Card) ካርድ ክትዳሎ ዝግበኣካ ሰነዳት፡ I-485

afterschool2_edited_edited_edited.jpg
  • ስእልታት - ኣብ ቀረባ እዋን ክልተ ተመሳሳሊ ሕብሪ ዘለዎም ብቅዲ ፓስፖርት
    ዝተሳእሉ ስእልታት፡ ናይ ገዛእ ርእስኻን እቶም እተመልክቱሎም ኣባላት
    ስድራቤታትን

  • ጸብጻብ ሕክምናዊ መርመራን መዝገብ ክታበትን (ቅጥዒ I-693)

  • ብመንግስቲ ዝሃበ መንነት ሰነድ ስእሊ ዘለዎ /መንነት/

  • I-94 ሰነድ ስደተኛ ወይ ኩነታት ምሕታት ዑቕባ ዘርኢ

  • ናይ መርዓ ምስክር ወረቐትን ካልእ ናይ ዝምድና መርትዖን/ እንተሃልዩ/

  • ናይ ቆልዑ ናይ ልደት ምስክር ወረቐት ስም ክልቲኦም ወለዲ ዘርኢ / ንስደተኛታት
    ዘየድሊ ረቛሒ።

  • ኣብዚ ሕጂ እዋን እትነብረሉ ቦታ ኣድራሻ

  • ቅድሚ ሕጂ ናብ ኣሜሪካ ካብ እትመጽእ ጀሚርካ ትነብረሉ ዝነበርካ ኣድራሻ

  • ካብ ኣሜሪካ ወጻኢ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ዝነበርካ ኣድራሻ።

  • ሓበሬታ ብዛዕባ ኩሎም ደቅኹም ፣ ስም፣ ዕለት ልደት፣ ከምኡውን ሃገር ልደት

  • ናይ ገንዘብ ትእዛዝ (Money Order) $ 1,225

bottom of page