top of page
legalservice_edited.jpg

ንኡሳን መደባት

ምርካብ ዜግነት

ሓገዝ ንህብ: ናይ ዜግነት መመልከቲ፣ ሕጋዊ ምኽሪ፣..

Prime

ኣብ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ዝግበር ቀጻሊ ደገፍ ኣተኩር

ሕጋዊ ኣገልግሎት

We offer assistance with: Green card application, renewal, replacement

FREE Citizenship Application Assistance

A team of volunteer attorneys, paralegals, and interpreters will assist you with your citizenship application.​

FREE for all eligible legal permanent residents (green card holders)

Services Provided:

  • Free one-on-one assistance

  • Help completing your N-400 application

  • Fee Waiver Assistance

  • Guidance on the naturalization process

  • Language support available

Appointments Required

Call to schedule: 206-451-0322

ምርካብ ዜግነት

ኣብዚ ሓገዝ ንህብ፤

  • ናይ ዜግነት መመልከቲ ምምላእ፣,

  • ሕጋዊ ምኽሪ ምሃብ

  • ኣብቲ ናይ ነጻ ክፍሊት መመልከቲ ኣብ ምምላእ ምሕጋዝ

  • ንብቑዓት ኣመልከቲ ንናይ ዜግነት ስልጠናን ቃለ መሕትት ምድላውን ደገፍን መምርሕን
    ምሃብ

naturalization.png

ንምርካብ ዜግነት ብቑዕ ክትከውን፤

  • ብውሑዱ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም፣

  • እንተወሓደ ንሓሙሽተ ዓመት ቀዋሚ ነባሪ (GREEN CARD) ምዃንካ (ወይ ምስ
    ዜጋ ኣመሪካ ተመርዕኻ እንተኾንካ ሰለስተ ዓመት) ከምኡ’ውን...

  • ካልኦት ኩሎም ናይ ብቕዓት ረቛሒታት ዘማልኡ

ብተወሳኺ ኣብ ወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዝተመርኮሰ ንምርካብ ዜግነት ክትበቅዕ ትኽእል ኢኻ፣ እዚ ድማ ዝተፈላለየ ጠለባት ኣለዎ።

Prime

20241028_112150_edited_edited.jpg

ትኽረት ኣብ ኣሜሪካ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባ ዝግበር ቀጻሊ ደገፍ ነዞም ዝስዕቡ የጠቕልል።

  • ኣብ ስርዓት ኣሜሪካን ጸጋታት ማሕበረሰብን ስልጠና ዝሕግዙ

  • ንስድራቤታት ዝኸውን ርእሰ-ምኽኣል ትምህርቲ

  • ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ህይወት ምኽሪ ምሃብ

  • ሓገዝ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ፣ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ፣ ናይ ስራሕ መመልከቲ፣

  • ምሕደራ ጉዳይን ሕጋዊ ምኽርን ሪፈራል ምግባር

  • ናይ ዩቲሊቲ መመልከቲ፣ ናይ ክራይ ሓገዝን ሪፈራልን

ንPRIME ብቑዕ ክትከውን ትኽእል ኢኻ፡ ዕድሜኻ 16 ዓመትን ልዕሊኡን እንተኾይኑ፡ ኣብ
ኣመሪካ ንሓሙሽተ ዓመት ወይ ትሕቲኡ ትነብር እንተሃሊኻ፡ ከምኡ’ውን ናይ ሕጂ ወይ ኣብ
እዋን ምእታውካ እዞም ዝስዕቡ ኩነታት እንተሃልዩካ፤

  • ስደተኛ

  • ሓተቲ ዑቕባ

  • ግዳያት ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰባት

  • ኣሜሪካዊን ኤስያውን ስድራ

  • ምጽእተኛ ኩባዊ-ሃይቲ

  • ዒራቓውያን ወይ ኣፍጋኒስታናውያን ፍሉያት ስደተኛታትን ብቑዓት ዝኾኑ ኣባላት ስድራቤቶምን።

  • ምሕረት ዝተገብረሉ ኣፍጋኒስታን ሰብኣዊ

  • ምሕረት ዝተገብረሉ ዩክሬናዊ ሰብኣዊ

IMG_1852_edited.jpg
IMG_1854_edited.jpg

ሕጋዊ ኣገልግሎት

  • ምሕዳስ ቀጠልያ (Green card) ካርድ

  • ምትካእ ቀጠልያ ካርድ

  • ምትዕርራይ ኩነታት (Green card application)

  • ናይ ጉዕዞ ሰነዳትን...

  • ናይ ስራሕ ፍቓድ።

legalservice_edited.jpg
20241023_165912_edited.jpg
bottom of page